ኤች.አይ.ቪ እንታዩ?
ኤች.አይ.ቪ (human immunodeficiency virus) ንዝብል ኣህጽሮት እዩ። አብ ገለ ገለ ጽንህ ዝበሉ መጻህፍቲ HTLV-IIIን LAVን ተባሂሉ ይግለጽ ኔሩ። አብዚ ግዜዚ ግን HIV ተባሂሉ ጥራዩ ዝግለጽ።ኤች.አይ.ቪ ገለ ክፋል ህማም-ተኸላኸልቲ ህዋሳት ናይ ኣካልና ዘጥቅዕ ቫይረስ ዕዩ። እቲ ቫይረስ ናብ አካልና እንተአትው፣ ንገለ ክፋል ተኸላኸልቲ ከም ባክቴሪያ፣ ቫይረስን ፋንጊን ዝኮኑ ህዋሳትና የዳኽሞምዩ።
እቲ ቫይረስ አብ ውሽጢ አካል ምስዝፀንህ፣መብዛህቶም ተሰከምቲ ኤች.አይ.ቪ ቫይረስ ብዝኮነ ኣጋጣሚ-ተፀባይ ህማም ክሃሙ ይክዕሉዮም።እዞም ኣጋጣሚ-ተፀባይ ህማማት ዝብሃሉ አብ ኣካልና ዝርከቡን ኣብ ንቡር ኩነታት ኣብ ዝርከብ ሰብ ፀገም ዘየምፅኡንዮም። ንአብነት ናይፋንጊ ኢንፌክሽን፣ ቶኮፕላስምን ገለ ገለ ካንሰራትን ምጥቃስ ይከኣል።
ተወሳኽ ሓበሬታ ካብ HivNorway ብዛዓባ ኤች አይ ቪን ኮሮና ቫይረስን:
ኣብ ሆስፒታላት አችኣይቪን ኮሮናን ኣብ ሓደ ዎርድ እዩ ሕክምና ዝግበረሉ ዘሎ፡ ስለዚ ኣብዘን ዎርድታት እዚአን ኣብ ብዙሕ ሆስፒታላት ጻዕቒ ስራሕ ክህሉ እዩ። እንተኾነ ግና ኩላትኩም አችኣይቪ ዘለኩም ኣድላዪ ሓገዝ ንኽግበረልኩም ቀዳምነት ከምዝወሃበኩም፡ ወረቐት መውጽኢ ኣፋውስ(resept) ከምዝሕደሰልኩምን ወዘተ ክትተኣማመኑ ትኽእሉ ኢኹም።
ብኤች.አይ.ቪ ናይምትሃዝ(ኢንፌክሽን) ደረጃታት፥
ማንም ቫይረስ ኤች.ኣይ.ቪ ዝተላገቦ ሰብ፣ ኤች.ኣይ.ቪ ተታሂዙዩ ይበሃል። እቲ ኤች.ኣይ.ቪ ከዓ ምልክታት-ህማም ዘርኢ ወይ ዘየርኢ ክከውን ይኽእል። ንኤች.ኣይ.ቪ ምትሃዝ ብዝተፈላለዩ ደረጃታት ክትሪኦ ይካኣልዩ።
መብዛህቶም ሰባት(ኩሎም ኣይኮኑን) ድህሪ ሃፂር እዋን ማለት ካብ 3-6 ሰሙን ዘሎ በቲ ቫይረስ ምስተታሃዙ፣ ክሩር ዝኮነ ከም ኢንፍሉዌንዛ ስመሰለ ህማም ይታሃዙ።እቶም ልሙድ ምልኽታት ከዓ ረስኒ፣ናይምውሓጥ ጸገም፣ሕበጥ፣እዮም።ከምኡውን ኣዝዩ ሃሳይ ዝኮነ ድኻም፣ውፅኣት፣ ሳዓልን ህበጥ-ፍረን ክራዓዩ ይክዕሉዮም።
ድህርዚ መብዛህቶም ሰባት ተሰከምቲ ቫይረስ ወላ ገለ ከይተራዕየሎም ንብዙህ ጊዜ ይፀንሁ። ገለ ገሊዖ ሰባት ግና ህበጥ ኣብ ዝተፈላለየ ኣካሎም ይራዓየሎምዩ።
ድህሪ ዝተወሰኑ ዓመታት ተሰከምቲ እቲ ቫይረስ ዝኮኑ ሰባት ሚዛኖም ይጎድል። ከምኡውን ብረስኒ፣ናይለይቲ ረሃጽ፣ድኻም፣ናይ ምህባጥ ተጻብኦታት፣ውጽዓት፣ኣብ ኣፎም ዝፍጠር ኢንፌክሽን ናይ ፈንገስ፣ዘቃጽል ጉድዓት ቆርበትን ሄርፐስን ይህሰዩ።ገለ ብዙሃት ሰባት ከዓ ወላ ሃንቲ ምልክት ስለዘየርዕዩ እቲ ርግጸኛ ናይ መፍለጢ መገዲ ምርመራ ኤች.ኣይ.ቪ ምግባር ጥራዩ።
ኤይድስ እንታይዩ?
ኤይድስ አሕፅሮተ ናይ (acquired immunodeficiency syndrome)ዩ። እቲ ሲንድሮም ዝብል ቃል ንዝተወሰነ ህማም ዘመልክቱ ምልክታት ብሃባር ዝጽዉኡሉዩ።ስልዚ ኤይድስ ብሰንኪ ቫይረስ ኤች.ኣይ.ቪ ንዓቅሚ ምክልካል ናይ ኣካል ምድካሙ ዝሰዓቡ ህማማት ንምምልካት ዘገልግል ሃሳብዩ ማለትዩ።
ህማም ኤይድስ ኣሎካ ዘብሉ ውጽዒት መርመራ እንታዮም?
ንሃደ ሰብ ህሙም ኤይድስ ንከብሉዎ ዘክዕሉ ጉዳያት ካብ ሃገር ሃገር ይፈላለ እዩ። እቲ ዋና መፍለጢ እቶም ኣጋጣሚ-ተፀበይቲ ህማማት ብተደጋጋምን ንሂወት ኣስጋዒ ብዝኮነን ምርዓዮምዩ።ካብ ተሰካሚነት ኤች.ኣይ.ቪ ቫይረስ ናብ ህማም ኤይድስ ዘሎ ምስግጋር ብግዜ ዝመጽዕ ለውጢ እዩ።ብዝኮነ ግን ናይ ሃደ ኢንፌክሽን ብትሩር ምርዓይ ወይ ናይ ብዙሃት ቀለልቲ ኢንፌክሽናት ብሃባር ምርዓይ ኤይድስ ኣሎ ንምባል ዘክዕልዩ።
ኤች.አይ.ቪ ናይ ኣካልና ህማም ተከላከልቲ ህዋሳት ዘጥቅዕ ቫይረስ ዕዩ። በዚ ምክንያት ከዓ ኣካልና ንዝተፈላለዩ ህማማት ዝተቃልዐ ይኸዉን።ኤይድስ ተሰካሚ ኤች.አይ.ቪ ብሰንኪ ሳዕቤናት እቲ ቫይረስ ንህማም ክቃላዕ ከሎ ዝዋሃብ ሽምዩ።
እቲ ቫይረስ አብ ውሽጢ አካል ምስዝፀንህ፣መብዛህቶም ተሰከምቲ ኤች.አይ.ቪ ቫይረስ ብዝኮነ ኣጋጣሚ-ተፀባይ ህማም ክሃሙ ይክዕሉዮም።እዞም ኣጋጣሚ-ተፀባይ ህማማት ዝብሃሉ አብ ኣካልና ዝርከቡን ኣብ ንቡር ኩነታት ኣብ ዝርከብ ሰብ ፀገም ዘየምፅኡንዮም።
ብዝዕባዚ ዝበለፀ ንምንባብ : http://hivnorge.no/Om-hiv-aids/Hva-er-hiv
ብዛዕባ ኤች.ኣይ.ቪ ብዝተፈላልዩ ቋንቋታት ንምንባብ: http://www.fhi.no/tema/hiv-og-aids/informasjon-paa-ulike-spraak
ኤች.አይ.ቪ እንታዩ?
ኤች.አይ.ቪ (human immunodeficiency virus) ንዝብል ኣህጽሮት እዩ። አብ ገለ ገለ ጽንህ ዝበሉ መጻህፍቲ HTLV-IIIን LAVን ተባሂሉ ይግለጽ ኔሩ። አብዚ ግዜዚ ግን HIV ተባሂሉ ጥራዩ ዝግለጽ።ኤች.አይ.ቪ ገለ ክፋል ህማም-ተኸላኸልቲ ህዋሳት ናይ ኣካልና ዘጥቅዕ ቫይረስ ዕዩ። እቲ ቫይረስ ናብ አካልና እንተአትው፣ ንገለ ክፋል ተኸላኸልቲ ከም ባክቴሪያ፣ ቫይረስን ፋንጊን ዝኮኑ ህዋሳትና የዳኽሞምዩ።
እቲ ቫይረስ አብ ውሽጢ አካል ምስዝፀንህ፣መብዛህቶም ተሰከምቲ ኤች.አይ.ቪ ቫይረስ ብዝኮነ ኣጋጣሚ-ተፀባይ ህማም ክሃሙ ይክዕሉዮም።እዞም ኣጋጣሚ-ተፀባይ ህማማት ዝብሃሉ አብ ኣካልና ዝርከቡን ኣብ ንቡር ኩነታት ኣብ ዝርከብ ሰብ ፀገም ዘየምፅኡንዮም። ንአብነት ናይፋንጊ ኢንፌክሽን፣ ቶኮፕላስምን ገለ ገለ ካንሰራትን ምጥቃስ ይከኣል።
ብኤች.አይ.ቪ ናይምትሃዝ(ኢንፌክሽን) ደረጃታት፥
ማንም ቫይረስ ኤች.ኣይ.ቪ ዝተላገቦ ሰብ፣ ኤች.ኣይ.ቪ ተታሂዙዩ ይበሃል። እቲ ኤች.ኣይ.ቪ ከዓ ምልክታት-ህማም ዘርኢ ወይ ዘየርኢ ክከውን ይኽእል። ንኤች.ኣይ.ቪ ምትሃዝ ብዝተፈላለዩ ደረጃታት ክትሪኦ ይካኣልዩ።
መብዛህቶም ሰባት(ኩሎም ኣይኮኑን) ድህሪ ሃፂር እዋን ማለት ካብ 3-6 ሰሙን ዘሎ በቲ ቫይረስ ምስተታሃዙ፣ ክሩር ዝኮነ ከም ኢንፍሉዌንዛ ስመሰለ ህማም ይታሃዙ።እቶም ልሙድ ምልኽታት ከዓ ረስኒ፣ናይምውሓጥ ጸገም፣ሕበጥ፣እዮም።ከምኡውን ኣዝዩ ሃሳይ ዝኮነ ድኻም፣ውፅኣት፣ ሳዓልን ህበጥ-ፍረን ክራዓዩ ይክዕሉዮም።
ድህርዚ መብዛህቶም ሰባት ተሰከምቲ ቫይረስ ወላ ገለ ከይተራዕየሎም ንብዙህ ጊዜ ይፀንሁ። ገለ ገሊዖ ሰባት ግና ህበጥ ኣብ ዝተፈላለየ ኣካሎም ይራዓየሎምዩ።
ድህሪ ዝተወሰኑ ዓመታት ተሰከምቲ እቲ ቫይረስ ዝኮኑ ሰባት ሚዛኖም ይጎድል። ከምኡውን ብረስኒ፣ናይለይቲ ረሃጽ፣ድኻም፣ናይ ምህባጥ ተጻብኦታት፣ውጽዓት፣ኣብ ኣፎም ዝፍጠር ኢንፌክሽን ናይ ፈንገስ፣ዘቃጽል ጉድዓት ቆርበትን ሄርፐስን ይህሰዩ።ገለ ብዙሃት ሰባት ከዓ ወላ ሃንቲ ምልክት ስለዘየርዕዩ እቲ ርግጸኛ ናይ መፍለጢ መገዲ ምርመራ ኤች.ኣይ.ቪ ምግባር ጥራዩ።
ኤይድስ እንታይዩ?
ኤይድስ አሕፅሮተ ናይ (acquired immunodeficiency syndrome)ዩ። እቲ ሲንድሮም ዝብል ቃል ንዝተወሰነ ህማም ዘመልክቱ ምልክታት ብሃባር ዝጽዉኡሉዩ።ስልዚ ኤይድስ ብሰንኪ ቫይረስ ኤች.ኣይ.ቪ ንዓቅሚ ምክልካል ናይ ኣካል ምድካሙ ዝሰዓቡ ህማማት ንምምልካት ዘገልግል ሃሳብዩ ማለትዩ።
ህማም ኤይድስ ኣሎካ ዘብሉ ውጽዒት መርመራ እንታዮም?
ንሃደ ሰብ ህሙም ኤይድስ ንከብሉዎ ዘክዕሉ ጉዳያት ካብ ሃገር ሃገር ይፈላለ እዩ። እቲ ዋና መፍለጢ እቶም ኣጋጣሚ-ተፀበይቲ ህማማት ብተደጋጋምን ንሂወት ኣስጋዒ ብዝኮነን ምርዓዮምዩ።ካብ ተሰካሚነት ኤች.ኣይ.ቪ ቫይረስ ናብ ህማም ኤይድስ ዘሎ ምስግጋር ብግዜ ዝመጽዕ ለውጢ እዩ።ብዝኮነ ግን ናይ ሃደ ኢንፌክሽን ብትሩር ምርዓይ ወይ ናይ ብዙሃት ቀለልቲ ኢንፌክሽናት ብሃባር ምርዓይ ኤይድስ ኣሎ ንምባል ዘክዕልዩ።
THI – TVERRKULTURELL HELSEINFO
Organisation no.: 916497997
Contact person: WOLELA HAILE – MANAGER
Tel.: +47 936 019 48
Adress: Brugata 1, 0186 Oslo
E-mail: wolela@tverrkulturellhelse.info