English Norsk አማርኛ ትግርኛ ናይ ትኹረት ቦታታት THI አብዘን ዝስእባ ጥዕናዊ ጉዳያትን ተፃብኦታትን የተኩር።ንአንፃርንአንፃር ክንሻቦ ዝኾኑ ስራሃት ሃበሬታ ምሃብ”ክንሻቦ ንዝኾነ አይነት ጥቅኣት ግዳማዊ አካላት መፍረ አዋልድን አንስትን ዘጠቃልል ኮይኑ፣ ህክምናዊ መሰረት ዘይብሉ ነቲ ደጋዊ ክፋል ብልዕቲ ብሙሉዕ ወይ ብተወሰነ ምውጋድ ወይ ምቑራፅ ወይ እጉት ህርሲ ዘስዕብ ጉድኣት ዝአምሰለዩ።”ክንሸባ ሃሳይ ጥዕናዊ ሳዕቤናት ዘስዕብ አብ ብዙሃት ሃገራት አፍሪቃን ማዕከላይ ምብራቅን ዝዝውተር ግብሪዩ። ክንሸባ አብ ኖርወይ ዘይህጋዊ’ዩ። ሰበ-ስልጣን ኖርወይ አንፃር ክንሸባ ብዝህ ዝበሉ ተበግሶታት አውፂኦምዮም። ካብዞም ሃደከዓ ክንሸባ ልሙድ ካብዝኮኑሎም ሃገራት ንዝመፁ ዘይደቅ-ሃገር ሰባት ዝአመተ ሃበሬታ ምሃብ ይርከቦ። እዚ ሃበሬታ ብ NKVTS ዝተዳልዎን ዝርከብንዩ። THI እዚኦም ሃበሬታታት ብዝያዳ ንዘይደቅ-ሃገር ሰባት ቁሩብ ክኾኑ ምዕንቲ ብሴሚናራትን ብብቁዕ ንዉልቀሰባት ብምምሃርን ይሰርህ።ብተወሳኺ እዚ ሃበሬታ ናብ ዌብሳይት NKVTS ብምክፋት ክርከብ ይከዓልForebyggende arbeid mot kjønnslemlestelse። ሃበሬታ ብዛዕባ ኤች.አይ.ቪ/ኤይድስ”ኤች.አይ.ቪ ናይ ኣካልና ህማም ተኸላኸልቲ ህዋሳት ዘጥቅዕ ቫይረስ ዕዩ። በዚ ምክንያት ከዓ ኣካልና ንዝተፈላለዩ ህማማት ዝተቃልዐ ይኸዉን።ኤይድስ ተሰካሚ ኤች.አይ.ቪ ብሰንኪ ሳዕቤናት እቲ ቫይረስ ንህማም ክቃላዕ ከሎ ዝዋሃብ ሽምዩ።”ብዛዕባ ኤች.አይ.ቪ/ኤይድስ ዝበለፀ ሃበሬታ ኣብዚ ይርከብInformasjon om HIV/AIDS። ብዛዕባ አተኣባብያ ቖሎኡብዛዕባ አተኣባብያ ቖሎኡ ብዙህ ሃበሬታ ይርከብዩ። (Bufetat): Barneoppdragelse i Norge Les mer ክትረኽቡና ትደልዩዶ? THI – TVERRKULTURELL HELSEINFO Organisation no.: 916497997Contact person: WOLELA HAILE – MANAGERTel.: +47 936 019 48Adress: Brugata 1, 0186 OsloE-mail: wolela@tverrkulturellhelse.info SHARE: Facebook Twitter Google-plus