English
Norsk
አማርኛ
ትግርኛ

ዜና

ዝተሓደሰ ሓበሬታ ብዛዕባ ፖሊክሊኒክ ፍወሳ
ረኽስታት(infeksjonsmedisinsk poliklinikk) ኣብ ኡለቫል
ሆስፒታል

ካብ ዓርቢ 13 መጋቢት ኣትሒዙ ፖሊክሊኒክ ፍወሳ ረኽስታት ኡለቮል ኣገልግሎታቱ ብምሉኡ
ብኮምፕዩተር ጥራሕ ከምዝወሃብ ተጌሩ ኣሎ። ህንጻታት ናይቲ ፖሊክሊኒክ ኣብዘን ዝመጻ
ዘለዋ ሳምንታት ዕጹው ክኸውን እዩ: እንተኾነ ግና ብኮምፕዩተር ኣገልግሎታት ዝህብ ዘሎ ፖሊክሊኒክ ግን ምሉእ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ።

ክትረኽቡና ትደልዩዶ?

THI – TVERRKULTURELL HELSEINFO 

Organisation no.: 916497997

Contact person: WOLELA HAILE – MANAGER

Tel.: +47 936 019 48

Adress: Brugata 1, 0186 Oslo

E-mail: wolela@tverrkulturellhelse.info

Lukk meny